ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገንዘብ

ገንዘብ

5ይ ክፋል

ገንዘብ

ገንዘብ ኣብ ሓጐስካ ኽሳዕ ክንደይ ኣገዳስነት ኣለዎ፧

□ ኣገዳሲ ኣይኰነን

□ ብመጠኑ የገድስ

□ ኣመና የገድስ

ብዛዕባ ገንዘብ ወይ ብዛዕባ እቲ ገንዘብ ኪዕድጎ ዚኽእል ነገራት ክሳዕ ክንደይ ትዛረብ፧

□ ሳሕቲ

□ ሓሓሊፉ

□ ብዙሕ ግዜ

ወለድኻ ደጋጊሞም ከም ዝነገሩኻ፡ ገንዘብ ካብ ኦም ሸምጢጥካ ዚመጽእ ኣይኰነን። ሓቆም ከኣ እዮም። ስለዚ ድማ ኣብ ኣተሓሕዛ ገንዘብ ሓላፍነት ዚስምዓካ ኽትከውን ኣሎካ። ገንዘብ ኣገዳሲ ነገራት ንኽትዓምም ዜኽእለካ እኳ እንተ ዀነ፡ ውጥረት ኪፈጥርን ንዕርክነት ኬበላሹን ምስ ኣምላኽ ንዘሎካ ርክብ ኪበትኮን ይኽእል እዩ። እወ፡ ብዛዕባ ገንዘብ ዘሎካ ኣረኣእያ ኣባኻ ዓብዪ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል እዩ። ምዕራፍ 18-20 ብኸመይ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኸም እትሕዝ ኪሕብራኻ እየን።

[ኣብ ገጽ 148, 149 ምሉእ ስእሊ ይርከብ]