ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ኣብ ቀንዲ ገጽ ዝወጸ

 

መንግስቲ ኣምላኽ ንጸገማት ደቂ ሰብ ክትፈትሖ እያ

ተቓውሞ ሓያል ጽልዋ ብምሕዳር ለውጢ ኸም ዚመጽእ ኪገብር ይኽእል እዩ። ኰይኑ ግና፡ ንዘይፍትሓዊ ተግባራትን ንብልሽውናን ንጭቈናን መፍትሒኡ ንሱ ድዩ፧

ምትካኽ ሽጋራ ሓጢኣት ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምትካኽ ሽጋራ ኣይተገልጸን፡ እሞ ደኣ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ከመይ ጌርካ ይፍለጥ፧

ሓቂ ንምርካብ ዚግበር ጻዕሪ

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ብዛዕባ ህይወት ዚልዓል ኣገዳሲ ሕቶታት፡ ሓቀኛ መልሲ ይህብ እዩ።

ሓቢርኩም ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉ

ሰብኣይን ሰበይትን ብሓባር ኣብ ዚዀኑሉ እውን ከይተረፈ፡ እሂን ምሂን ከይብሃሃሉ ይኽእሉ እዮም። ሰብ ሓዳር መብዛሕትኡ ግዜኦም ብሓባር ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ!

ብርእስኻ ውሳነ ኽትገብር ምእንቲ ኽትክእል፡ ነዘን ኣርባዕተ ስጕምትታት ኣስተብህለለን።

ኣምላኽ ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ይግደስ ድዩ፧

መልሲ እዚ ሕቶ እዚ፡ ግፍዕን ዘይፍትሓውነትን ኬጋጥመኪ ኸሎ፡ ናይ ኣእምሮ ሰላም ክትረኽቢ ኺሕግዘኪ እዩ።

 

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ምጽንናዕ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ

ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታትን ጭንቀትን ንዚርከቡ ብዙሓት ሰባት ኬጸናንዕ ዝኸኣለ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ።

ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

ብዙሓት ሰባት ስለምንታይ ዓለም ብጽልእን ብመከራን ከም ዝመልአት ይሓትቱ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ዜዕግብን ዜጸናንዕን መልሲ ይህብ እዩ።

ኣብ ህይወተይ ሓጐስ ክረክብ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ብናጻ ዚግበር መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

 

ግጭት መዓስ እዩ ደው ዜብል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ቀረባ ግዜ ዅሉ ውግኣት ኬኽትም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዜኽትም ይገልጽ።

ኣርማጌዶን ኣብ እስራኤል ድዩ ዚጅምር፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

 

ንጽምዋ ንኻልኦት ብምሕጋዝ ተቓለሶ

መጽሓፍ ቅዱስ ዝህቦ ምኽሪ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።

 

ካብ ግጉይ ሓበሬታ ተሓሎ

ዜደናግር ዜናን ናይ ሓሶት ጸብጻብን ሽርሕን ኣስፋሕፊሑ ኣሎ፣ እዚ ኺጐድኣካ ይኽእል እዩ።

ግብረ ሽበራ ኼብቅዕ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተስፋ ይህብ፧

 

ካብ መስዋእቲ የሱስ ተጠቐም

ክትወስዶ እትኽእል ክልተ ስጕምቲ ርአ።

 

የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንምርዳእ እንታይ ይሕግዘና፧

ነቲ ሒዝዎ ዘሎ ኽቡር መልእኽቲ ኽትርድኦ ትኽእል ኢኻ።

ናይ ሓቂ ሓጐስ ርኸብ

እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ጥበባዊ ምኽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚሕግዘካ ትገልጽ።

 

ውሑስ መጻኢ ኽትረክብ ዚሕግዘካ እንታይ እዩ፧

ትምህርቲ፡ ሃብቲ ወይስ ካልእ፧ ኣብዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ መልሱ ኽትረኽቦ ትኽእል ኢኻ።

 

ካብ ፈቃር ኣምላኽ ዚርከብ ዘለኣለማዊ በረኸት

እንታይ ተስፋታት ከም ዘሎን ስለምንታይ ክትኣምኖ ኸም እትኽእልን ብኸመይ ካብኡ ኽትጥቀም ከም እትኽእልን ርአ።