ወረቐት ዕዮ ንጓሂኻ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ ኣጻውት ክትጕሂ ኸለኻ ኺሕግዘካ ዚኽእል ወረቐት ዕዮ። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ብኸመይ ከወግድ እኽእል፧ ነዚ ዚስዕብ ሓሳባት ብምትግባር፡ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኸተማዕብል ትኽእል ኢኻ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ክሳዕ ክንደይ እየ ሓቦኛ፧ ካብ ተጻብኦ ኸተምልጥ ስለ ዘይከኣል፡ ጸገማትካ ንኣሽቱ ይኹን ዓበይቲ ብዘየገድስ፡ ሓቦ ኸተማዕብል ኣገዳሲ እዩ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ንጭንቀት ክዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧ እዚ ክትዋጽኣሉ ዜኽእለካ ሜላታት፡ ንኽትሓዊ ዚሕግዘካ ስጕምትታት ክትወስድ የኽእለካ። ስእሊ ሰሌዳ ንዝንታ ናብ ሓጐስ ቀይሮ ወትሩ ዝን ትብል እንተ ዄንካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ መንእሰያት ዚሓትትዎ ንስምዒታተይ ብኸመይ ክቈጻጸሮ እኽእል፧ ኣብ መንእሰያት ዚርአ ተቐያያሪ ስምዒታት ንቡር እኳ እንተ ዀነ፡ ንምርዳኡ ኣጸጋሚ እውን ኪኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ዜሐጕስ ግና፡ ንስምዒታትካ ኽትርድኦን ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ኸም እትኽእል ክትምሃርን ትኽእል ኢኻ። ልኣኽ ልኣኽ ንጓሂኻ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ ወረቐት ዕዮ ንጓሂኻ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ ትግርኛ ንጓሂኻ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502017126/univ/art/502017126_univ_sqr_xl.jpg