ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ቤት ትምህርቲ

ቤት ትምህርቲ ንኣእምሮኣውን ንስምዒታውን ንመንፈሳውን ብርታዐኻ ይፍትኖ እዩ። እሞ ደኣ በቲ እዚ ዜስዕቦ ውጥረት ከይተሰነፍካ፡ ከመይ ጌርካ ኢኻ ጽቡቕ ትምህርቲ ኽትረክብ እትኽእል፧

ዕዮ ገዛይ ክውድእ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ዕዮ ገዛኻ ኣብ ምውዳእ ትሽገር እንተ ኣሊኻ፡ ተባላሓት ደኣ እምበር፡ ኣይትህለኽ።

ነጥበይ ሕማቕ እንተ ዀይኑ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧

ተስፋ ኣይትቝረጽ፣ ኣብ ክንዳኡ ነጥብኻ ንምምሕያሽ ነዘን ሽዱሽተ ስጕምትታት ውሰድ።

ንደንዳኒ ብዘይ ጕስጢ መክቶ

ሰባት ስለምንታይ ከም ዚድንድኑኻን ንድንደና ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉን ተምሃር።

ካልእ ቋንቋ እትምሃር ስለምንታይ ኢኻ፧

እንታይ ብድሆታት ኣለዎ፧ እንታይ ዓስቢኸ ኣለዎ፧

ቋንቋ ኽትምሃር ዚሕግዝ ምኽርታት

ሓድሽ ቋንቋ ምምሃር፡ ግዜን ጻዕርን ልምምድን ይሓትት። እዚ ወረቐት ዕዮ እዚ፡ ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ክትዕወት ዜኽእለካ መደብ ከተውጽእ ኪሕግዘካ እዩ።

ፍጥረትዶ ወይስ ፍልቀት፧—1ይ ክፋል፦ ስለምንታይ እየ ብኣምላኽ ዝኣምን፧

ብኣምላኽ ስለምንታይ ከም እትኣምን ርግጸኛ ዄንካ ንሰባት ክትገልጸሎምዶ ምደለኻ፧ ሓደ ሰብ ብዛዕባ እምነትካ ሕቶታት እንተ ኣቕሪቡልካ፡ እንታይ ኢልካ ኸም እትምልስ ርአ።