ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

የሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ድዩ፧

የሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ድዩ፧

ብዙሓት ሰባት ንየሱስ ኣብ ታሪኽ ልዕሊ ዅሉ ጽልዋ ኸም ዘሕደረ ገይሮም ይርእይዎ እዮም። ግናኸ፡ ንሱ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ድዩ፡ ወይስ ሕያዋይ ሰብ ጥራይ እዩ ነይሩ፧