ንቕሑ! ሚያዝያ 2015 | ንደቅኻ ምግሳጽ ይተርፍ ድዩ ዘሎ፧

ንደቆም ጽቡቕ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ኪምህርዎም ዚደልዩ ወለዲ፡ ኣንጻር እቲ ብዙሓት ሰባት ከም ቅቡል ገይሮም ዚርእይዎ ነገራት እዮም ዚገብሩ። ኰይኑ ግና፡ ብኸመይ ኢና ኣብዚ ኽንበጽሕ ክኢልና፧

ገበር

ንደቅኻ ምግሳጽ ይተርፍ ድዩ ዘሎ፧

ብ1960ታት ዝጀመረ ኣተሓሳስባ፡ ሎሚ እውን ንወለዲ ይጸልዎም ድዩ ዘሎ፧

ገበር

ውጽኢታዊ ተግሳጽ

ስድራ ቤታት ኪምርሓሉ ዚኽእላ ሓሙሽተ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ሆንዱራስ እተገብረ ምብጻሕ

ብዛዕባ ባህሊ እዛ ኣብ ማእከላይ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር ፍለጥ።

ንስድራ ቤት

ንጽምዋ ብኸመይ ከም እትጻወሮ

ጽምዋ ኣብ ጥዕናኻ ዜውርዶ ጕድኣት፡ ኣብ መዓልቲ 15 ሽጋራ ምስ ምትካኽ ኪወዳደር ይኽእል እዩ። እሞኸ ንጽምዋ ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

እንስሳታት

ደቂ ሰብ ንእንስሳታት ብኸመይ እዮም ኪሕዝዎም ዚግባእ፧

ንኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ብጥበብ ዲኻ እትጥቀመሉ፧

ከምኡ ትገብር እንተ ኣሊኻ ንምፍላጥ፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንዘለዋ ኣርባዕተ ሕቶታት መልሰን።

ተነዲፉ ድዩ፧

ጭሕሚ ድሙ ዘለዎ ጥቕሚ

ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ኢ-ዊስከርስ ዚብሃል ደቂቕ መሳርሒ ዚግጠመሎም ዚብሃሉ ሮቦት ዚነድፉ ዘለዉ ስለምንታይ እዮም፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ብዛዕባ ኤለክትሮኒካዊ ጸወታታት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧

ቅድሚ ሕጂ ዘይሓሰብካሉ ጥቕምን ጕድኣትን ኪህልዎ ይኽእል እዩ።

ብናጻ ይቕረ በል

ንሓደ ዝበደለካ ሰብ ብኸመይ ክትሕዞ ኣሎኻ፧