ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ሰራ ልዮን

  • ፍሪታውን፡ ሴራ ሊዮን—ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስታ ብሮሹር ብቛንቋ ተምነ ይዕድላ

  • ሓውሲ ደሴት ፍሪታውን፡ ሴራልዮን—ንሓደ ሰብኣይ ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪካፈል ይዕድሙ

  • ፍሪታውን፡ ሴራ ሊዮን—ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስታ ብሮሹር ብቛንቋ ተምነ ይዕድላ

  • ሓውሲ ደሴት ፍሪታውን፡ ሴራልዮን—ንሓደ ሰብኣይ ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪካፈል ይዕድሙ

ሓጺር ሓበሬታ—ሰራ ልዮን

  • ብዝሒ ህዝቢ—8,472,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—2,564
  • ጉባኤታት—42
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን3,621

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

እቲ ካፊተርያ ዚዓዪ ብፍቕሪ ምዃኑ ረኣየ

ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትእከብ ዝጀመርካ ኻብ 1990ታት ንነጀው እንተ ዀይኑ፡ ብዛዕባ እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ክንጥቀመሉ ዝጸናሕና መሰናድዎ ኸም ዘሎ ኽንነግረካ ኸለና ይድንጽወካ ይኸውን እዩ።

ነዚ እውን ርአ