ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ሞዛምቢክ

  • ባይሮ ዶስ ፐስካሶረስ፡ ኣብ ጥቓ ማፑቶ፡ ሞዛምቢክ—መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ሞዛምቢክ

  • ብዝሒ ህዝቢ—32,420,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—87,668
  • ጉባኤታት—1,651
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን398

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ብረድዮን ብተለቪዥንን እተመሓላለፈ ኣኼባ ዞባ

ኣኼባ ዞባ 2020 ብኢንተርነት ኪመሓላለፍ ምድላው ተገይሩ፣ ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ኣብ ማላዊን ሞዛምቢክን ዚነብሩ ኣሕዋት ኢንተርነት የብሎምን። እሞ ደኣ ኣብቲ ኣኼባ ብኸመይ ተኣኪቦም፧