ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኮሪያ (ሪፓብሊክ)

  • ሳምቸንዶንግ፡ ሶል፡ ደቡብ ኮሪያ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህር

  • ቍሸት ዳራንጊ፡ ደሴት ናምሃቱ፡ ደቡብ ኮርያ—ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር የበርክቱ

  • ናንሰን-ሺ፡ ቹንግናም፡ ደቡብ ኮሪያ—ካብ መኽዘን ኣጋንእ ምግቢ ንእትእክብ ሰበይቲ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ኮሪያ (ሪፓብሊክ)

  • ብዝሒ ህዝቢ—51,408,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—106,161
  • ጉባኤታት—1,252
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን485