ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኬንያ

ሓጺር ሓበሬታ—ኬንያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—55,101,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—31,017
  • ጉባኤታት—605
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን1,863

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

የሆዋ ኻብቲ እተጸበኽዎ ንላዕሊ ባሪኹኒ

ማንፍሬድ ቶናክ ሚስዮናዊ ዀይኑ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሕለፎ ተመክሮ፡ ትዕግስትን ዕግበትን ብዙሕ ጽቡቕ ባህርያትን ኬማዕብል ሓጊዝዎ።