ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኢጣልያ

  • ቨኒስ፡ ኢጣልያ—ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዜተባብዕ ሓሳብ የካፍሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ኢጣልያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—58,851,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—250,193
  • ጉባኤታት—2,804
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን236

ንቕሑ!

ናብ ኢጣልያ እተገብረ ምብጻሕ

ኢጣልያ በቲ ሃብታም ታሪኻን እተፈላለየ ዓይነት ኣከባቢኣን ወኻዕታ ዚፈቱ ህዝባን እያ እትፍለጥ። ብዛዕባ እዛ ሃገር እዚኣን ብዛዕባ ንጥፈት እቶም ኣብኡ ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ፍለጥ።