ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ግሪኽ

  • ሞናስትራኪ ስኴር፡ ኣቴንስ፡ ግሪኽ—መጽሔት ንቕሑ! ይዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ግሪኽ

  • ብዝሒ ህዝቢ—10,482,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—27,759
  • ጉባኤታት—345
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን379

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ወተሃደር ክርስቶስ ክኸውን ቈሪጸ

ዲሚትሪየስ ሳራስ ኣንጻር ብጾቱ ኺዋጋእ ፍቓደኛ ስለ ዘይኰነ ተኣሲሩ እዩ። በዚ ምኽንያት እዚ ኸቢድ ፈተናታት እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ንኣምላኽ ወዲስዎ እዩ።