ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፊጂ

ሓጺር ሓበሬታ—ፊጂ

  • ብዝሒ ህዝቢ—916,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—3,005
  • ጉባኤታት—60
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን312

ግምቢ ዘብዐኛ

ንሸውዓተ ወለዶ ዝቐጸለ ውርሻ

ኬቨን ዊልያምስ ስድራ ቤቱ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ ንምግልጋል ብዛዕባ ዘርኣየቶ ቕንኣት ዚገልጽ መሳጢ ታሪኽ የዘንቱ።