ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንባብን መጽናዕትን መጽሓፍ ቅዱስ

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ስለምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ የድሊ፧

ሚልዮናት ሰባት መጽሓፍ ቅዱስ ብምንባቦም ብኸመይ ተጠቒሞም፧

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸተንብብ፡ ንሓደ ዓመት ዚኸውን መደብ ከተውጽእ፡ ታሪኻዊ ፍጻመታት ክትፈልጥ፡ ወይ ንፈለማ እዋን መደብ ከተውጽእ እንተ ደሊኻ፡ እዚ መደብ እዚ ኺሕግዘካ እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዘኒ ይኽእል፧—1ይ ክፋል፦ ንመጽሓፍ ቅዱስካ ፍለጦ

ክቡር መዝገብ ዝሓዘ ዓብይን ጥንታውን ሳንዱቕ እንተ ትረክብ፡ ኣብ ውሽጡ እንታይ ከም ዝሓዘ ኽትፈልጥ ኣይምተሃንጠኻንዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ልክዕ ከምዚ ኽቡር መዝገብ ዝሓዘ ሳንዱቕ እዩ።

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ክትመሃር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

‘ግዜ የብለይን፡’ ‘ከተግብሮ ይኸብደኒ እዩ፡’ ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርድኦ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

ብዙሓት ሰባት ነዚ ቕዱስ መጽሓፍ እዚ ዜኽብርዎ እኳ እንተ ዀኑ፡ ከመይ ከም ዚጠቕሞም ኣይፈልጡን።

መጽሓፍ ቅዱስ ንምርዳእ እንታይ ይሕግዘና፧

ነቲ ሒዝዎ ዘሎ ኽቡር መልእኽቲ ኽትርድኦ ትኽእል ኢኻ።