ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፍልቀትዶ ፍጥረት፧

ዘይተነግረ ታሪኽ ፍጥረት

እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጸብጻብ ፍጥረት፡ ምስ ስነ ፍልጠታዊ ሓቅታት ይሳነ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፈጣሪ እንታይ ይነግረና፧

እቲ ዚብሎ ነገር፡ ምስ ጭቡጥ ስነ ፍልጠታዊ ሓቅታት ይሰማማዕዶ፧

ኣምላኽ ንበብዓይነቱ ህይወት ንምፍጣር፡ ብፍልቀት ተጠቒሙ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ምስቶም ኣብ ውሽጢ ነፍሲ ወከፍ ዓይነት ህይወታውያን ምስ ኵነታት ናይ ምልዋጥ ባህርይ ከም ዘሎ ዚኣምኑ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ዚጋጮ ሓሳብ የብሉን።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍጥረት እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እተን ኣምላኽ ንህይወት ዝፈጠረለን ሽዱሽተ “መዓልቲ” ይገልጽ እዩ። እተን መዓልትታት፡ ናይ 24 ሰዓት ንውሓት ዘለወን ድየን ነይረን፧

መንእሰያት ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ይገልጹ

ኣብዛ ናይ ሰለስተ ደቒቕ ቪድዮ፡ መንእሰያት፡ ፈጣሪ ኸም ዘሎ እንታይ ከም ዘእመኖም ገሊጾም ኣለዉ።

ዜደንቕ ባእታ

ከም ካርቦን ገይሩ ንህይወት ዜድሊ ከሚካዊ ባእታ የለን። ካርቦን እንታይ እዩ፧ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነኸ ስለምንታይ እዩ፧

ዋህዮታትካ—ህያዋን ኣብያተ መጻሕፍቲ

ኣኽቢርካ ዚርኣዩ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ኣብ ፍልቀት ንዝነበሮም እምነት ዝሓደግዎ ስለምንታይ እዮም፧

ፍጥረትዶ ወይስ ፍልቀት፧—1ይ ክፋል፦ ስለምንታይ እየ ብኣምላኽ ዝኣምን፧

ብኣምላኽ ስለምንታይ ከም እትኣምን ርግጸኛ ዄንካ ንሰባት ክትገልጸሎምዶ ምደለኻ፧ ሓደ ሰብ ብዛዕባ እምነትካ ሕቶታት እንተ ኣቕሪቡልካ፡ እንታይ ኢልካ ኸም እትምልስ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍልቀት እንታይ ይብል፧

ብዛዕባ ፍጥረት ዚገልጽ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ዚጋጮ ድዩ፧