ወረቐት ዕዮ ወላዲኻ ምስ ዚሓምም ኣጻውት እዛ ወረቐት ዕዮ እዚኣ፡ ሚዛኑ ዚሕሉ ኣላዪ ሕሙም ክትከውን ክትሕግዘካ እያ። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ወላድየይ እንተ ሓሚሙ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧ ከምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት ዘጋጠሞ መንእሰይ ንስኻ ጥራይ ኣይኰንካን። ክልተ መንእሰያት ነዚ ብኸመይ ከም እተዋጽኣሉ ኣንብብ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽንክን ኣረጋውያን ወለዲ እንታይ ይብል፧ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቶም ንኣረጋውያን ወለዶም ብምክንኻን ዝመጸ ኣርኣያ ዚዀኑ ኣብ ኣምላኽ እምነት ዝነበረቶም ሰብኡትን ኣንስትን ይገልጽ እዩ። ነቶም ንወለዶም ዚከናኸኑ ሰባት ዚኸውን ግብራዊ ምኽሪ እውን ይህብ እዩ። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧ ብዙሓት ሰባት ስለምንታይ ዓለም ብጽልእን ብመከራን ከም ዝመልአት ይሓትቱ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ዜዕግብን ዜጸናንዕን መልሲ ይህብ እዩ። ልኣኽ ልኣኽ ወላዲኻ ምስ ዚሓምም ወረቐት ዕዮ ወላዲኻ ምስ ዚሓምም ትግርኛ ወላዲኻ ምስ ዚሓምም https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502016221/univ/art/502016221_univ_sqr_xl.jpg