ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧

ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧

ኣሳ ዓብዪ ሰራዊት ንምስዓር ኣብ የሆዋ ተወኪሉ (2ዜና 14:9-12w21.03 5 ¶12)

ኣሳ ጸኒሑ ዝነኣሰ ሰራዊት ንምስዓር ኣብ ኣሶራውያን ተኣሚኑ (2ዜና 16:1-3w21.03 5 ¶13)

ኣሳ ብቐጻሊ ኣብ የሆዋ ስለ ዘይተወከለ ንየሆዋ ኣጕህይዎ እዩ (2ዜና 16:7-9)

ህይወት ዚቕይር ውሳነታት ክንገብር ከለና፡ ኣብ የሆዋ ንውከል ንኸውን፣ ኣብ ካልእ እዋንከ፧ ኣብ ኵሉ መገድታትና ንየሆዋ ኸነስተብህለሉ ኣገዳሲ እዩ።—ምሳ 3:5, 6w21.03 6 ¶14