ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ያእቆብ—ፈታው ሰላም

ያእቆብ ምስ ሰባት ዝነበሮ ሰላም ንምዕቃብ ክሳዕ ክንደይ ከም ዝጸዓረ ርአ። ኣብ ዘፍጥረት 26:12-24፣ 27:41–28:5፣ 29:16-29፣ 31:36-55፣ 32:13-20፣ 33:1-11 እተመስረተ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ

ያእቆብ ውርሲ ወረሰ

ይስሃቅን ርብቃን፡ ኤሳውን ያእቆብን እተባህሉ ማንታ ኣወዳት ወለዱ። ኤሳው መጀመርታ ስለ እተወልደ፡ ፍሉይ ውርሲ ንምውራስ መሰል ነበሮ። ስለምንታይ እዩ ነዚ ብጸብሒ ሸይጥዎ፧

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ

ያእቆብን ኤሳውን ተዓርቁ

ያእቆብ ካብ መልኣኽ በረኸት ዝረኸበ ብኸመይ እዩ፧ ከመይ ገይሩ እዩኸ ምስ ኤሳው እተዓርቀ፧