ድንቂ ፍጥረታት፡ ክብሪ ኣምላኽ ይገልጽ

ኣብ ዙርያና ዘሎ ተፈጥሮ ኽንዕዘብ ከለና፡ ባህርያት ፈጣሪ ኸነስተውዕልን ናብኡ ብዝያዳ ኽንቀርብን ንኽእል ኢና።

ብርሃንን ሕብርን

እቲ የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ፍጥረቱ ዝሓረዮ ውቁብ ሕብርታት፡ ንዓና ኽሳዕ ክንደይ ከም ዜፍቅረና መዓልቲ መዓልቲ የዘኻኽረና።

ማይ

ማይ ብዛዕባ እቲ ሓያልን ጥበበኛን ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ መዓልቲ መዓልቲ ይምስክር እዩ።