ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንእስነተይ—ጌጋታተይ ብኸመይ ክእርሞ እኽእል፧

ንእስነተይ—ጌጋታተይ ብኸመይ ክእርሞ እኽእል፧

ታሊላን ሆሴን ብዙሕ ጌጋታት ናብ ምግባር ዝመርሖም ሓደ ጌጋ፡ ኣብ መጀመርታ ገይሮም እዮም። ብዙሕ ጌጋታት ካብ ምግባር ብኸመይ ኪስተሩ ኽኢሎም፧