ግምቢ ዘብዐኛ ጥሪ 2015 | ካብ ብልሽውና ናጻ ዝዀነት መንግስቲ

ኣብ መላእ ዓለም፡ ሰባት ንትካላት መንግስቲ ኸም ኣዝየን ብልሹዋት ገይሮም እዮም ዚርእይወን። እሞኸ ኻብ ብልሽውና ናጻ ዝዀነት መንግስቲ፡ ሕልሚ ጥራይ ድያ፧

ገበር

እቲ መርዛም ዝዀነ ብልሽውና መንግስቲ

እቲ ጸገም፡ ካብቲ እትሓስቦ ንላዕሊ ዝኸፍአ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

ገበር

መንግስቲ ኣምላኽ—ካብ ብልሽውና ናጻ ዝዀነት መንግስቲ

ብዛዕባ እዛ መንግስቲ እዚኣ ዚገልጽ ሽዱሽተ ነጥብታት፡ ምሉእ ብምሉእ ካብ ብልሽውና ናጻ ኸም ዝዀነት የረጋግጽ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ መልሲ ንኽረክብ ዝነበረኒ ጽምኢ ኣርወየለይ

መይሊ ጕንደል ኣቦኣ ምስ ሞተ፡ ኣብ ኣምላኽ ምእማን ኣቋረጸቶ። ናይ ሓቂ እምነትን ውሽጣዊ ሰላምን ክትረክብ ዝኸኣለት ብኸመይ እያ፧

ኣቱም ሰብኡት፡ ኣብ ቤትኩም ቅሳነት ኣስፍኑ

ሓንቲ ስድራ ቤት፡ ምስ ገንዘብ ብዚተሓሓዝ ዋላ ሓንቲ ጸገም ዘይብላ እኳ እንተ ዀነት፡ ካብኡ ንላዕሊ ኣገዳሲ ኣብ ዝዀነ ጕዳይ ግና ቅሳነት ዘይብላ ኽትከውን ትኽእል እያ።

ትፈልጥዶ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እታ “ስሉብ” እትብል ቃል እንታይ ትርጕም ኣለዋ፧ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ ጓሶት ንኣባጊዕ ካብ ኣጣል ዚፈልዩወን ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧

ናብ የሱስ ክንጽሊ ይግባእ ድዩ፧

የሱስ ባዕሉ ነቲ ሕቶ ይምልሶ እዩ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንሰባት ኣምላኽ ድዩ ፈጢርዎም፡ ወይስ መበቈሎም ካብ እንስሳታት እዩ፧