ግምቢ ዘብዐኛ ሰነ 2013 | ጽልኢ ዘይህልወላ ዓለም—መዓስ፧

ንጽልኢ ምሉእ ብምሉእ ንሓዋሩ ኼወግዶ ዚኽእል ኣምላኽ ጥራይ እዩ። ብኸመይን መዓስን እዩ ዜወግዶ፧

ገበር

ጽልኢ—ዓለምለኻዊ ጸገም

ጽልኢ እንታይ እዩ፧ ብደረጃ ዓለምለኸ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ብሕታዊ ጕዳይ ኪብሃል ዚከኣልከ ስለምንታይ እዩ፧

ገበር

ጽልኢ ዘይህልወላ ዓለም—መዓስ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እተፈላለየ ዓሌትን ሃገርን ንዘለዎም ሰባት ንጽልኢ ኼወግዱ ብኸመይ ይሕግዞም ከም ዘሎ ዚገልጽ ተመክሮታት ኣሎ። ጽልኢ ምሉእ ብምሉእ ዚውገድ መዓስ እዩ፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

የሆዋ ‘ኣየዳሉን’

ኣምላኽ ነቲ ኣገልገልቱ—ዓሌቶም፡ ዜግነቶም፡ ወይ ማሕበራዊ ደረጃኦም ብዘየገድስ—ዜቕርብዎ ጸሎት ይሰምዖ እዩ። ብኸመይ ንፈልጥ፧

ንዘመናት እተሰወረ መዝገብ

እቲ ብጆርጅያንኛ እተዳለወ ፍሉጥ ጥንታዊ ትርጕም መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተረኽበ ርአ።

ናብ ጻድቃን ክንጽሊ ይግባእ ድዩ፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ናብ ጻድቃን ምጽላይ ዚህቦ ሓሳባት፡ ነታ፡ ‘ናብ ኣምላኽ ንኽትቀርብ ክትፈርህ ይግብኣካ ድዩ፧’ እትብል ሕቶ እውን ይምልሳ እዩ።

ንደቅኻ ምሃሮም

ካብ ሓደ ገበነኛ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧

የሱስ ነቲ ምስኡ ተሰቒሉ ዝነበረ ገበነኛ ኣብ ገነት ከም ዚነብር ተመባጽዓሉ። የሱስ ከምኡ ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ እታ ገነት እቲኣኸ እንታይ እያ ኽትመስል፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ሓያሎ ሰባት ልባዊ ጻዕሪ እኳ እንተ ገበሩ፡ ኣብ ዓለም ሰላም ኬምጽኡ ኣይከኣሉን። ስለምንታይ ምዃኑ ርአ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንኻልኦት ሃይማኖታት ይጻወርወን ድዮም፧

ተጻዋርነት ምርኣይ፡ ብኸመይ መለለዪ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ከም ዝዀነ ኣንብብ።