ንቕሑ! ሰነ 2013 | እምብዛ ብዙሕ ዲና እንዕድግ ዘለና፧

ካብዘን ተኸታተልቲ ዓንቀጻት፡ እምብዛ ብዙሕ ምዕዳግ እንታይ ጽልዋ ኼሕድረልካ ኸም ዚኽእልን ንወጻኢታትካ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ኸም እትኽእልን ተምሃር።

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ትኪ ማካይን ዘለዎ ሳዕቤንን ኣብ ኣፍሪቃን እስያን እተረኽበ ናይ ሓሶት ኣፋውስን።

ንስድራ ቤት

ንምስጕዳም ብኸመይ ከም እትሓድጎ

ገሊኦም ሰብ ሓዳር፡ ክሳዕ ምስጕዳም ዚበጽሑ ብኸመይ እዮም፧ ንፍልልያቶም ንምፍታሕከ እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ሰይጣን

ሰይጣን ናይ ሓቂ ኣካል ድዩ ወይስ ዘይጭበጥ እኩይ ባህርይ፧

ገበር

ንወጻኢታትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ብዙሕ ንኸይተውጽእ ኪሕግዘካ ብዛዕባ ዚኽእል ሽዱሽተ ግብራዊ ነጥብታት ኣንብብ።

ገበር

ንወጻኢታትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ንወጻኢታትና ብኸመይ ክንቈጻጸሮ ኸም እንኽእል ዚገልጽ ሽዱሽተ ነጥብታት ርአ።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ፓናማ እተገብረ ምብጻሕ

ፓናማ ብመትረባ እያ እትፍለጥ። ብዛዕባ እዛ ሃገር እዚኣን ብዛዕባ ተቐማጦኣን ብዝያዳ ፍለጥ።

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ብስም ኣምላኽ እተዋህበ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ

ስጳኛውያን ወረርቲ ነቲ ኤል ሪኳየርሜንቶ ዚብሃል ሰነድ ተጠቒሞም፡ ከም ድላዮም ገበሩ። እሞኸ ኣምላኽ በዚ ተሓታቲ ድዩ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ክንፊ እቲ ሃምፕባክ ዚብሃል ዓሳ ኣንበሪ

ክንፊ እዚ ገዚፍ እንስሳ እዚ፡ ንገሊኡ መዳያት ህይወትካ ብኸመይ ከም ዝጸለዎ ኣንብብ።