ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ግንቦት 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 8 ሓምለ–11 ነሓሰ 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 18

ነቲ መሓሪ ዝዀነ “ፈራድ ኵላ ምድሪ” እመኖ!

ኣብ 8-14 ሓምለ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 19

ብዛዕባ እቲ ናይ መጻኢ ፍርድታት የሆዋ እንታይ ኢና እንፈልጥ፧

ኣብ 15-21 ሓምለ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 20

ብፍቕሪ ተደሪኽካ ብቐጻሊ ስበኽ!

ኣብ 22-28 ሓምለ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 21

ብኸመይ መጻምድቲ ኽትረክብ ትኽእል፧

ኣብ 29 ሓምለ–4 ነሓሰ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 22

እዋን ውረዛ ብኸመይ ዕዉት ኪኸውን ይኽእል፧

ኣብ 5-11 ነሓሰ 2024 ዚጽናዕ።