መደብ እቲ ‘ኣበስሩ!’ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2024

ዓርቢ

ናይ ዓርቢ ኣኼባ ኣብ ሉቃስ 2:​10 እተመስረተ እዩ—“ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ አበስረኩም ኣለኹ።”

ቀዳም

ናይ ቀዳም ኣኼባ ኣብ መዝሙር 96:2 እተመስረተ እዩ—“ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ድሕነቱ ኣበስሩ።”

ሰንበት

ናይ ሰንበት ኣኼባ ኣብ ማቴዎስ 24:​14 እተመስረተ እዩ—“. . . ሽዑ፡ መወዳእታ ኺመጽእ እዩ።”

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ብዛዕባና

‘ኣበስሩ!’ ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2024 ምጻእ።

ናብቲ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ዚቐርብ፡ ሰለስተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትመጽእ ብኽብሪ ንዕድመካ።

ኣኼባታት ዞባ

‘ኣበስሩ!’ ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2024 ብኽብሪ ንዕድመካ

ናብቲ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ዚቐርብ፡ ሰለስተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትመጽእ ብኽብሪ ንዕድመካ።

ኣኼባታት ዞባ

መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ናይ ሓቂ ብርሃን ዓለም

መላለዪ 1ይ ምዕራፍ ወንጌል የሱስ ርአ። እዛ ምዕራፍ እዚኣ ኣብ ኣኼባ ዞባ 2024 ክትርአ እያ።